ነይማር፡ እቲ ኣብ ባርሲሎና ንጉሱ ዝነበረ ሜሲ ናብታ ጋንታ [ፒኤስጂ] ስለዝመጽአን ክልያን ምባፐ'ውን ዓቕሙ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እናወሰኸ ስለዝኸደን፡ ንነይማር ጫካ ፒኤስጂ ናይ በይኑ ጫካ ክኰነሉ ...